ኣብ መላእ ኣመሪካ ብዝተኸሰተ ብርቱዕ ማዕበላዊ ውርጪ፡ ሰለስተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኣባይቲ ብዘይ መብራህቲ ከምዝተረፈ...
International News
ትማሊ ሰኑይ 26 ጥሪ 2026፡ ፍሉይ ሽሙ ማይ-ዳጉሻ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ ግምባር ጠለምት፡ ካብ ኣርሚ 11...
ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ክርስቶፈር ላንዳውን፡ ኣዛዚ ‘ኣፍሪኮም’ ጀነራል ዳግቪን ኣንደርሰንን፡ ብጉዳይ ሰላምን ጸጥታን ምስ ቀዳማይ...
ካብ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣትሒዛ ካብ ውድብ ጥዕና ዓለም ክትወጽእ ምዃና ኣብ ምግላጽ ዝጸንሐት ኣመሪካ፡ ኣብ’ቲ ዓለምለኻዊ...
ብጉዳይ ግርንላንድ ምስ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ምፍጣጥ ዝቀነየ ዶናልድ ትራምፕ፡ ትማሊ ምሸት ምስ ዋና ጸሓፊ ኔቶ ማርክ...
ሓይልታት ጸረ ሽበራ ፑንትላንድ፡ ኣባላት ሽበራዊ ዕጡቅ ጉጅለ ዳዕሽ ብምኳን ኣብ ምንቅስቃስ ዝጸንሑ 26 ኢትዮጵያውያን ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ።...
ላዕለዋይ ሃይማኖታዊ መራሒ ኢራን ኣያቱላህ ዓሊ ከማኒ፡ ኣብቲ ኣብ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ዜጋታት...
ቻይና ዘፍረየቶ ናይ ባዮሜትሪክ ዘመናዊ መሳርሒ ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምኳኑ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝፈለመ ናይ 2026 መስርሕ...
ብቃላት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስጋኣት ዛኣተዋ ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዳህሳሳዊ ተልእኾ ብዝተሰምየ ወፍሪ፡ ዝተወሰኑ ወተሃደራት ናብ...
ንገዛእ ርእሳ ከም ናጻ ሃገር እትቘጽር ሶማሊላንድን፡ ፍርቂ ርእሰ-ምምሕዳር ዘለዋ ዞባ ጁባላንድን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ሶማል ምስ ሕቡራት...