ጉጅለ ህግደፍ፡ መንእሰያት ንምስዳዕን ገንዘብ ንምእካብን፡ ሓድሽ ኣዋጅ ጤሳ መሬት ከምዘውጸአ ተፈሊጡ። ጉጅለ ህግደፍ፡ ነቶም ብሰንኩ ሃገሮም...
Local News
ንዝሓለፈ ልዕሊ 15 ዓመታት ብጉጅለ ህግደፍ ተጨውዩ ዝጸንሐ ፍሉጥ ካርቱኒስታን መምህር ብንያም ሶሎሞን፡ ካብ’ቲ ተጨውይሉ ዝነበረ ሸላ...
ብቅድሚ ትማሊ ምሸት ሰዓት 9:30 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት መንነቶም ብዘይተፈልጠ ዕጡቃት ተጨውዮም ምህላዎም፡ ካብ’ቲ መዓስከር ዝተረኽብ ሓበሬታ...
ጨቋኒ ምሕደራ ጉጅለ ህግደፍ ንምእላይን፡ ሉኡላዊ ግዛኣት ኤርትራ ንምውሓስን፡ መድረኽ ዝጠልቦ ጥርናፈን ንቕሓትን ከምዘድሊ ደለይቲ ፍትሕን በርጌሳውያን...
ጉጅለ ህግደፍ ብሰንኪ እምነቶም ንዓመታት ጨውዩዎም ዝጸንሐ ሰዓብቲ ወንጌላውያን ኣብያተ-ክርስትያን ከምዝፈትሐ ማዕከን ዜና ቢቢሲ ሓቢራ። እቶም ኣብ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ትማሊ ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝተፈነወ ቃለመሕተቱ፡ ህግደፍ ንኤርትራን ህዝባን ዘዕነወ...
ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ኣብ ታሪክ ሪኣቶ ዘይትፈልጥ ሕሰምን መከረና ክወርዳ ዝደረኸ ጉጅለ ህግደፍ: 8 መጋቢት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡...
ንስቅታ ከም ፖለቲካዊ ስትራተጂ ጠሚቱ ኣብ ዝምታ ዝተሓበአ ፖለቲካ ክኽተል ዝጸንሐ ጉጅለ ህግደፍ፡ ቲቦር ናጂ ንኤርትራ ኣመልኪቱ...
ብመንገዲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኣቢሉ ኣብ መበል 61 ዋዕላ ሰባኣዊ መሰላት ጄነቫ ዝተረኽበ ጉጅለ ህግደፍ፡...
ፖሊስን ጸጥታን ግብጺ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጽምዎ ዘለዉ ግፍዕታት፡ ኣዝዩ ኣነዋርን ኣሰካፍን ምኳኑ፡ ምንጭታትና ኣብ ዝሰደዱልና...