ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሰልፊ ስምረት ትግራይ፡ ህወሓት ኣብ ከባቢ ዓፋርን ጎንደርን መጥቃዕቲ ወጢኑ ከምዘሎ ኣጠንቂቑ። ብኣማኻሪ ቀዳማይ...
Local News
ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፡ ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ኣምሓርን ናብ ዝርከብን፡ ብናይ ይብጻሓኒ’ዩ መሰል ናብ ዘካትዕን ቦታታት...
ህወሓት ካብ ትማሊ ዓርቢ 30 ጥሪ ጀሚሩ፡ ምስ ኤርትራ ዘራክልኽብ መስመር ራማ ንወታደራዊ ምንቅስቓሳት ጥራይ ክፉት ክኸውን...
ካብ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣትሒዙ፡ ዝተወሰኑ ኣባላት ስለያን ሃንደሳን ጥራሕ ገዲፉ፡ ካብ ከባቢታት መረብን ኣድያቦን ኣርሒቁ ዝጸንሐ...
ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ጉጅለ ምኳኑ ንዝሓለፈ 30 ዓመታት ብግብሪ ኣብ ምግላጽ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ትማሊ ሓሙስ 29/ጥሪ/2026...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝተካየደ ጽምብል ምምስራት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ...
መስርሕ ፍርዲ ዕሉል ኣሰጋጋሪ ሰባት ኤርትራዊ ዝመበቈሉ ብወሊድ ዝፍለጥ ተወልደ ጎይትኦም ሎሚ 27 ጥሪ ናይ መወዳእታ ውሳነ...
ከም መቀጸልታ ናይቲ ንዝሓለፈ ሰልስተ ዓመታት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነበርቲ ዳባት ክፍጸም ዝጸንሐ ኢሰባኣዊ ተግባራት፡ ትማሊ...
መስራቲ፡ ዳይሬክተር፡ ጋዜጠኛን በዓል ሞያ ተክኒክን ብምኳን፡ ንሬድዮ ኤረና ንዓመታት ዝመርሐን ዘካየደን ብንያም ስምኦን፡ ናይ 2025 ዕዉት Servant...
ብዘለዎ ዕብየት ኣብ ኣፍሪቃ ኣብ ቅድሚት ከምዝስራዕ ዝንገረሉ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ዝኽሪ ምምስራት 90 ዓመት ኣብ ዝጸንበለሉ...