ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሰልፊ ስምረት ትግራይ፡ ህወሓት ኣብ ከባቢ ዓፋርን ጎንደርን መጥቃዕቲ ወጢኑ ከምዘሎ ኣጠንቂቑ። ብኣማኻሪ ቀዳማይ...
Year: 2026
ሰራዊት ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፡ ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ኣምሓርን ናብ ዝርከብን፡ ብናይ ይብጻሓኒ’ዩ መሰል ናብ ዘካትዕን ቦታታት...
ህወሓት ካብ ትማሊ ዓርቢ 30 ጥሪ ጀሚሩ፡ ምስ ኤርትራ ዘራክልኽብ መስመር ራማ ንወታደራዊ ምንቅስቓሳት ጥራይ ክፉት ክኸውን...
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝተፈላለዩ ማዕርፎ ነፈርቲ ከተማታት ትግራይ ከካይዶ ዝጸንሐ በራራታት ከም ዝሰረዘ...
ካብ ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣትሒዙ፡ ዝተወሰኑ ኣባላት ስለያን ሃንደሳን ጥራሕ ገዲፉ፡ ካብ ከባቢታት መረብን ኣድያቦን ኣርሒቁ ዝጸንሐ...
ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ጉጅለ ምኳኑ ንዝሓለፈ 30 ዓመታት ብግብሪ ኣብ ምግላጽ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ትማሊ ሓሙስ 29/ጥሪ/2026...
ኣብ መላእ ኣመሪካ ብዝተኸሰተ ብርቱዕ ማዕበላዊ ውርጪ፡ ሰለስተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ፡ ኣማኢት ኣሽሓት ኣባይቲ ብዘይ መብራህቲ ከምዝተረፈ...
ትማሊ ሰኑይ 26 ጥሪ 2026፡ ፍሉይ ሽሙ ማይ-ዳጉሻ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ ግምባር ጠለምት፡ ካብ ኣርሚ 11...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝተካየደ ጽምብል ምምስራት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ...
መስርሕ ፍርዲ ዕሉል ኣሰጋጋሪ ሰባት ኤርትራዊ ዝመበቈሉ ብወሊድ ዝፍለጥ ተወልደ ጎይትኦም ሎሚ 27 ጥሪ ናይ መወዳእታ ውሳነ...