ትማሊ ረቡዕ 4 ለካቲት 2026 ከባቢ ሰዓት 7 ምሸት፡ ሰራዊትን ወተሃደራዊ ስንቅን ኣብ ምምልላስ ዝንቀሳቀሳ ዓበይቲ ናይ...
Year: 2026
ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ትማሊ ንግሆ ኣብ ማእከል ባሕሪ ዓረብ፡ ናብ ሰራዊት ኣመሪካ ተጸጊዓ ኣብ ዝባን መርከብ ኲናት...
ኡጋንዳ ነቲ ንዓመት መመላእታ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ምቕባል ስደተኛታትን፡ ምምዝጋብ ሓተትቲ ዕቝባን፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዳግማይ ክጅምር...
ብፋይላት ኤፒስተይን ዝፍለጥን፡ ብዙሕ ምስጢራት ከም ዝሓዘ ዝንገረሉን ሰነዳት፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብትእዛዝ ቤትፍርዲ ኣመሪካ ገለ ክፋሉ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ ሞንጎ ጉጅለ ህግደፍን መንግስቲ ብልጽግናን ተፈጢሩ ዘሎ ምትፍናን ካብ ኲናት...
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝረአ ዘሎ ኩነታት፡ ናብ ዳግማይ ጎንጺ ናይ ምምዕባል ዝንባለታት የሪኢ ምህላዉ...
ፕረዚደንት ግዝያዊ ምሕደራ ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ፡ ንእዋናዊ ኩነታት ግጭት ትግራይን ሰራዊት ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ፡ ብቀዳም ምሸት...
ኣብ ዕድመ ስልጣኑ ህዝቢ ብምጭዋይን ብምስዋርን ዝፍለጥ ጉጅለ ህግደፍ፡ ሕጂ ውን ኣብ ከተማ ተሰነይ ጨው ቀትሪ ንሓደ...
ኣቦ መንበር ኮምሽን ሕብረት ኣፍሪቃ መሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡ ኣብ ገለ ክፋላት ትግራይ ንዝግንፍል ዘሎ ኵነታት ብቐረባ ይከታተሎ...
ካብ ከባቢታት ራያ ኣላማጣ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብቲ ቦታ ድሕሪ ምውጹኡ፡ ካብ...