ንዝሓለፈ ኣስታት 35 ዓመታት ብዘይ ቅዋምን ምርጫን፡ ብሓደ ውልቀ መላኺ እንዳተመርሐ ንህዝቢ ኤርትራ ዝገዝእ ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ፡...
Year: 2026
ኣመሪካዊ ጸሓፊ ዶ/ር ማይክል ሩቢን፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ ዝዘርግሖ ጽሑፍ፡ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ልዕሊ’ቲ ንኤርትራን ህዝባን...
ላዕለዋይ ሃይማኖታዊ መራሒ ኢራን ኣያቱላህ ዓሊ ከማኒ፡ ኣብቲ ኣብ ኢራን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ ብኣሽሓት ዝቁጸሩ ዜጋታት...
ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ውልቀመላኺ ፕረዚደንት ኡጋንዳ ዮዌሪ ሙሴቨኒ፡ ተዓዋቲ ናይቲ ብሓሙስ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ...
ብውልቀመላኺ ኢሰያስ እንዳተመርሐ፡ ኤርትራን ህዝባን ኣብ ግብ ዝበለ ጸላም ክወድቁ ጌሩ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ብመንገዲ ናይ ፕሮፖጋንዳ...
ቻይና ዘፍረየቶ ናይ ባዮሜትሪክ ዘመናዊ መሳርሒ ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምኳኑ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ዝፈለመ ናይ 2026 መስርሕ...
ብቃላት ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ስጋኣት ዛኣተዋ ሓያሎ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ዳህሳሳዊ ተልእኾ ብዝተሰምየ ወፍሪ፡ ዝተወሰኑ ወተሃደራት ናብ...
ጉጅለ ህግደፍ ነቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፡ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኣብ ምቅባል...
ኣብ ሊብያ ሬሳ 21 ስደተኛታት ዝሓዘ ጋህሲ ከምዝተረኸበ ትማሊ ኣብ ገጻት ማሕበራዊ ሚዲያ ዝተረኸበ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። እቶም...
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናብ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ሓይልታት ፋኖ፡ ወተሃደራዊ ኣጽዋር ኣብ ምስግጋር ተጸሚዱ ምህላዉን፡ ዝተላእከ...