ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ኲናት ኢራን ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ክዛዘም ምኳኑ ድሕሪ ምግላጹ፡ ዋጋ ነዳዲ ዓለም ከምዝቀነሰ...
eripm
ዓበይቲ ናይ ጽዕነት ወተሃደራውያን ነፈርቲ ኲናት ኣመሪካ፡ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ኣብ ደቡባዊ-ምዕራብ ዓዲ-እንግሊዝ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ሓይሊ...
ሃይማኖታዊ መራሒ ሰውራ ኢራን ኣያቱላህ ኣሊ ካሚኒ ድሕሪ ምማቱ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ቀዋሚ መተካእታ ኣብ ምንዳይ ዝጸንዝሐት...
ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ፡ ኣጋ ወጋሕታ ብዝተፈጸመ ናይ ቡንባ ፍንጀራ ከምዝተሃርመ ፖሊስ ኖርወይ ሓቢሩ። ፖሊስ...
እስራኤል ንትሕተ ቅርጺ ስርዓት ኢራን ዕላማ ዝገበረ ሓድሽ ማዕበል መጥቃዕቲ ከምዝጀመረት ድሕሪ ምእዋጃ፡ ወጥሪ ማእከላይ ምብራቅ መሊሱ...
ብቅድሚ ትማሊ ምሸት ሰዓት 9:30 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት መንነቶም ብዘይተፈልጠ ዕጡቃት ተጨውዮም ምህላዎም፡ ካብ’ቲ መዓስከር ዝተረኽብ ሓበሬታ...
ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሰላም ናይ ምስፋን ዕድል ኣዝዩ ጸቢብ ምዃኑ ገሊጹ። ኣመሪካን እስራኤልን ኣብ...
ሰራዊት እስራኤል፡ መጥቃዕቲ ኣብ ዝፍጸመሉ ግዜ፡ ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላ ዓሊ ኻሚኒ ይዕቆቡሉ ምንባሩ ንዝእመነሉ ናይ ትሕቲ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ምስ ኢራን ስምምዕ ንምግባር ዘኽእል ዕድል ከምዘየለ ድሕሪ ምግላጹ፡ እቲ ኲናት ዝዛዘም ኢራን...
ሓደ ካብ ሓደገኛታት መራሕቲ ዓለም ምኳኑ ዝንገረሉ፡ ፕረዚደንት ሰሜን ኮርያ ኪም ጆንግ ኡን፡ ኣብ ኢራን ካብ ዝርከቡ...