Skip to content

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
Primary Menu
  • Home
  • News
    • Local News
    • International News
    • Sport News
    • Uncategorized
  • PROGRAMS
  • Archives
  • Donate To Eripm
  • Contact Us
  • About Us
ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይሕጋዊ ንግዳዊ ንጥፈታትን ጉቦን ይስዕርር። Messenger_creation_AC0501A6-700F-492B-88BC-CBF90462E487

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይሕጋዊ ንግዳዊ ንጥፈታትን ጉቦን ይስዕርር።

eripm July 24, 2026
ብሰንክ’ቲ ጉጅለ ህግደፍ ዝዘርግሖ ናይ ዓመጽ ፖሊሲ፡ ኤርትራ ትሓታትነትን ግሉጽነትን ዘይብላ ሃገር ብምዃና ፡ ጉቦ፡ ዘይሕጋዊ ንግዳዊ...
Read More Read more about ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይሕጋዊ ንግዳዊ ንጥፈታትን ጉቦን ይስዕርር።
ጉጅለ ህግደፍ፡ ስደተኛታት ገፊፉ ናብ ኤርትራ ይወስዶም ምህላዉ ተገሊጹ። Messenger_creation_23DF1F79-5A1B-4496-B6A8-AEB74D001CB1

ጉጅለ ህግደፍ፡ ስደተኛታት ገፊፉ ናብ ኤርትራ ይወስዶም ምህላዉ ተገሊጹ።

eripm July 20, 2026
ጉጅለ ህግደፍ፡ ካብ ኣለምዋጭ ሃዲሞም ኣብ ከባቢታት ኣድያቦ ትግራይ ንዝተዓቁቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብዘይድላዮም ጨውዩ ናብ ኤርትራ የግዕዞም...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ፡ ስደተኛታት ገፊፉ ናብ ኤርትራ ይወስዶም ምህላዉ ተገሊጹ።
ሓባራዊ መግለጺ ህግደፍን ግብጽን Messenger_creation_B513E6E3-C0F7-47A7-8014-8BD548DD59A3

ሓባራዊ መግለጺ ህግደፍን ግብጽን

eripm July 20, 2026
ኲናት ንምጽሕታር ላዕልን ታሕትን ኣብ ምባል ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ምስ መሓዝኡ ግብጺ ብምዃን ንጉዳይ ቀይሕ ባሕሪ ኣመልኪቱ...
Read More Read more about ሓባራዊ መግለጺ ህግደፍን ግብጽን
ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ከባቢ ዛላምበሳ Messenger_creation_9242A682-FF0D-4AC6-8CFF-EEDBCDE31BC1

ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ከባቢ ዛላምበሳ

eripm July 20, 2026
ኣብ ኲናትን ወረ ዂናትን ተሓቢኡ ጥራሕ ክነብር ዝኽእል ጉጅለ ህግደፍ፡ ብመንገዲ’ቲ ኣብ ትግራይ ገባርን ሓዳግን ኮይኑ ዝርከብ...
Read More Read more about ሓድሽ ሰራዊት ኣብ ከባቢ ዛላምበሳ
ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ስደት ዘለዉ ኤርትራውያን ሓድነቶም ይዘርግ ኣሎ። Messenger_creation_9B66A021-6FC0-466E-801A-4EED191FCD67

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ስደት ዘለዉ ኤርትራውያን ሓድነቶም ይዘርግ ኣሎ።

eripm July 17, 2026
ቀንዲ ጠንቂ ኣብ ስደት: ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ኣመንቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዝርአ ሓድሕድ ጎንጺ: ምክሳስን...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ስደት ዘለዉ ኤርትራውያን ሓድነቶም ይዘርግ ኣሎ።
ጉጅለ ህግደፍ ኮነ ኢሉ ንህዝቢ ኣስመራ ብስእነት ማይ የሳቅዮ ምህላው ተገሊጹ። Messenger_creation_C57BB7AC-FE19-4FF4-98B3-2F3C31A8F973

ጉጅለ ህግደፍ ኮነ ኢሉ ንህዝቢ ኣስመራ ብስእነት ማይ የሳቅዮ ምህላው ተገሊጹ።

eripm July 17, 2026
ጸረ ሰላምን ዕቤትን ብምዃን ፡ ንዝሓለፈ 35 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምስቓይ ዝርከብ ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣብዚ ሕጂ...
Read More Read more about ጉጅለ ህግደፍ ኮነ ኢሉ ንህዝቢ ኣስመራ ብስእነት ማይ የሳቅዮ ምህላው ተገሊጹ።
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ስልጣኑ ናብ ደቁን መቕርቡን ንምስግጋር ይውጥን። Messenger_creation_80713564-C5A3-470A-98FC-9B314587BDA1

ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ስልጣኑ ናብ ደቁን መቕርቡን ንምስግጋር ይውጥን።

eripm July 17, 2026
ንልዕሊ 35 ዓመታት፡ ብዘይ ሕጊ፡ ቅዋም፡ ምርጫን ባይቶን ንህዝቢ ኤርትራ ዘጽንት ዘሎ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ኣረሜናዊ ናይ...
Read More Read more about ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ስልጣኑ ናብ ደቁን መቕርቡን ንምስግጋር ይውጥን።
ደብዳብ መዕርፎ ነፍርቲ የመን Messenger_creation_9A8EA5ED-A350-4228-8235-1CF532F4AF59

ደብዳብ መዕርፎ ነፍርቲ የመን

eripm July 15, 2026
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ልኡል ወራሲ ስዑዲ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ኣብ ልዕሊ ሑቲ ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕቲ ነፈርቲ...
Read More Read more about ደብዳብ መዕርፎ ነፍርቲ የመን
መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ነጠፍቲ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ሰብኣዊ መሰላትን Messenger_creation_6D41B720-A09C-412E-96A8-72AAE61955EB

መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ነጠፍቲ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ሰብኣዊ መሰላትን

eripm July 15, 2026
ኣብ ስደት ዘለዉ ኤርትራውያን ነጠፍቲ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላትን; ህሉው መድረኽ ዝጠልቦ ኣገባብ ቃልሲ ክኽተሉ ከምዝግባእ...
Read More Read more about መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ነጠፍቲ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ሰብኣዊ መሰላትን
ኣብ ሳዋ መልቐቂ ፈተና ዝተሳተፉ ልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ተሪፎም Messenger_creation_B9EFFF77-0BE8-4EF1-BC31-D250055455C1

ኣብ ሳዋ መልቐቂ ፈተና ዝተሳተፉ ልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ተሪፎም

eripm July 15, 2026
ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2025፥ 2026 ኣብ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ዝተሳተፉ ተምሃሮ ፥ ልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ተሪፎም። ኣብ...
Read More Read more about ኣብ ሳዋ መልቐቂ ፈተና ዝተሳተፉ ልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ተሪፎም

Posts pagination

Previous 1 … 7 8 9 10 11 12 13 … 88 Next
                      Donate to ERIPM

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond. EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.

LATEST POSTS

  • ፐን ኢንተርናሽናል፡ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህግደፍ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ።
  • ጆን መዲድ ከዲዑ’ዩ “ህወሓት”
  • ዘተ ህግደፍን ብልጽግናን ሞስኮ
  • ካብ ፈረንሳ ዝተበገሰ ተቓውሞ፡ ናብ መላእ ኤውሮጳ ይልሕም።
  • ዋዕላ ሓድነትን ጽምብልን ስያትል

FOLLOW US ON SOCIAL MEDIA

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok

You may have missed

ፐን ኢንተርናሽናል፡ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህግደፍ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ። Messenger_creation_182C1ECA-7B2D-48B3-A699-E76AFBA11650

ፐን ኢንተርናሽናል፡ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህግደፍ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ።

October 28, 2026
ጆን መዲድ ከዲዑ’ዩ “ህወሓት” Messenger_creation_9EB7DDEF-A65E-4D2D-8F5D-F257EE6FDFA1

ጆን መዲድ ከዲዑ’ዩ “ህወሓት”

October 28, 2026
ዘተ ህግደፍን ብልጽግናን ሞስኮ Messenger_creation_3F50DEE8-44F0-4A47-8AC6-F01861759943

ዘተ ህግደፍን ብልጽግናን ሞስኮ

October 28, 2026
ካብ ፈረንሳ ዝተበገሰ ተቓውሞ፡ ናብ መላእ ኤውሮጳ ይልሕም። Messenger_creation_DCC91474-7D8C-4301-A7D9-C1D25928690E

ካብ ፈረንሳ ዝተበገሰ ተቓውሞ፡ ናብ መላእ ኤውሮጳ ይልሕም።

October 26, 2026

Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.

  • Facebook
  • YouTube
  • TikTok
| MoreNews by AF themes.